Lebanon: Israel killed a top Hezbollah commander in an airstrike on Beirut's southern suburbs on Friday, sharply escalating ...
A diplomatic solution in the Middle East is achievable and is urgent, the White House said Thursday after Israel reportedly ...
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ትሕቲ 50 መዓልታት ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዶናልድ ትራፕን ካመላ ሃሪስን ንቁጠባ'ታ ሃገር ዘሓይልሉ ፖሊስታት ከምዘለዎም ብምግላፅ ኣብተን ወሰንቲ ዝኾና ...
ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ናይ ቀረባ መሻርኽቲ ሩስያ ዝኾነት ቤላሩስ መጥቃዕቲ እንተፈጺማ ምዕራባዊያንን ዩክሬንን ከቢድ ጥፍኣት ከምዝስዕበን ሩስያ ኣጠንቂቃ። ሩስያ ኣብ’ታ ‘ታክቲካዊ ኣጽዋራት ኑክሌር’ ...
ሞሮኮ፣ ነቶም ጅምላዊ ምጥራዝ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ናብ ስጳኝ ንክፍጸም ወፍሪ ብማሕበራዊ ሚድያ ጀሚሮም ዝተባሃሉ 152 ሰባት ከምዝኣሰረት ኣፍሊጣ። ሮይተርስ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ሞሮካዊያን ደቂ ተባዕትዮ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ምዕራብ ጎጃም፣ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ክልተ መማህራን ምቅታሎም ፍርሂን ሻቅሎትን ከምዘሕደረሎም መማህራንን ሰራሕተኛታት ኣብያተ ትምህርቲን ይገልጹ ኣለው። መማህራን ምብራቕ፣ ምዕራብን ...
ዕጡቓት ሕዝቡላህ ዝጥቀሙለን ሓያሎ ረድዮ ርክብ ተባሪዐን ኣስታት 300 ሰባት ቀቲለን ኣስታት 3000 ድሕሪ ምቝሳለን፡ ኣብ ሊባኖስ ሓድሽ ራዕዲን ጥንቃቐን ፈጢሩ ኣሎ። እቲ ብእስራኤል ገለ ባእታ ከም ...